መምርሒ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

መንግስቲ ኤርትራ፡ ንሓደገኛነት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ከቢድ ሳዕቤናቱን ብምግንዛብ፡ እዋናውያን መምርሒታትን ቅጥዕታትን ብብእዋኑ ከውጽእን፡ ከተግብርን ጸኒሑ ኣሎ። እንተዀነ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይራስ ብሰላሕታ ናብ ኩለን ዞባታት ሃገርና – እንተላይ ገለ ገጠራት – ክልሕምን፡ ዝዀነ ናይ ጒዕዞ ታሪኽ ንዘይብሎም ዜጋታት ክለክፍን ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ተርእዮ’ዚ ኣዝዩ ኣሻቓልን ሓደገኛን እዩ። ብውሑድ ቊጽሪ ጀሚሩ ዘሎ ሓድሽ … Continue reading መምርሒ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ