ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Sep 18, 2021 Share ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6671 በጺሑ’ሎ። 6,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 13 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 18 መስከረም 2021 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail