ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 12 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።
ንሳቶም፣ 11 ኣብ ኣስመራ፣ ሓደ ድማ ኣብ ከረን – ዞባ ዓንሰባ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።
በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6709 በጺሑ’ሎ። 6,629 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 38 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።
ሚኒስትሪ ጥዕና
29 መስከረም 2021