ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Oct 1, 2021 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም። በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6722 በጺሑ’ሎ። 6,638 ካብዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 42 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 1 ጥቅምቲ 2021 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail