ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Oct 18, 2021 Share ሎሚ ኣብ መመርመሪ መደበራት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6776 በጺሑ’ሎ። 6,677 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 54 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 18 ጥቅምቲ 2021 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail