ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Feb 20, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቑቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፣ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ። በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,687 በጺሑ’ሎ። 9,555 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 29 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 20 ለካቲት 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail