ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Feb 22, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 13 ዜጋታት፡ ሓውዮም ሎሚ ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,689 በጺሑ’ሎ። 9,572 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 14 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 22 ለካቲት 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail