ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Mar 12, 2022 Share ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ሓመልማሎ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,721 በጺሑ’ሎ። 9,616 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 2 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዝርከብ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 12 መጋቢት 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail