Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

 

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ።

 

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,722 በጺሑ’ሎ። 9,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓደ ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዝርከብ’ዮም።

 

ሚኒስትሪ ጥዕና

17 መጋቢት 2022

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More