ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Mar 21, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ዓንሰባ ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,723 በጺሑ’ሎ። 9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 21 መጋቢት 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail