ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Mar 25, 2022 Share ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ባርዳእ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,724 በጺሑ’ሎ። 9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓደ ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዝርከብ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 25 መጋቢት 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail