ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Apr 4, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,728 በጺሑ’ሎ። 9,624 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓደ ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዝርከብ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 04 ሚያዝያ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail