ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Apr 5, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,728በጺሑ’ሎ። 9,625ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 05ሚያዝያ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail