ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Apr 7, 2022 Share ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓንቲ ዜጋ ካብ ቁሸት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,729 በጺሑ’ሎ። 9,625 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓንቲ ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚባ እትርከብ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 7 ሚያዝያ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail