ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Apr 11, 2022 Share ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ቀሓውታ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,732 በጺሑ’ሎ። 9,625 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 4 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 11 ሚያዝያ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail