ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Apr 20, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,733 በጺሑ’ሎ። 9,630 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 20 ሚያዝያ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail