Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቑቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፣ ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,734 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

26 ሚያዝያ 2022

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More