Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ሓደ ካብ ቁሸት፣ ሓንቲ ድማ ካብ ገዛ-ባንዳ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,737 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103  ብሞት ዝተፈልዩ፡ 3 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

 05 ግንቦት 2022

 

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More