Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ጎልጅ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,745 በጺሑ’ሎ። 9,632 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103  ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

 13 ግንቦት 2022

 

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More