ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News Last updated Jun 8, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 7 ዜጋታት፡ ሓውዮም ሎሚ ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,768 በጺሑ’ሎ። 9,660 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 08 ሰነ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail