ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና Local News On Aug 25, 2022 Share ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ሎሚ ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,149 በጺሑ’ሎ። 10,046 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 25 ነሓሰ 2022 Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail