ኣገዳሲ ሓበሬታ Local News On May 1, 2023 Share ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ካብ ሰዓት 7፡00 ምሸት፡ ኣብ ኣመዓባብላ፡ ባህሪ፡ ጽልዋን ናይ መጻኢ ኣመታትን ናይ’ቲ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ክውገድ ዝነበሮ ዘሕዝን ግጭት ዘተኮረ፡ ብቐጥታ ዝፍኖ ቃለ-መሕትት ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ክህብ ምዃኑ ንሕብር። ሚኒስትሪ ዜና Share FacebookTwitterGoogle+ReddItWhatsAppPinterestEmail