Business is booming.

ብሓሶት ሓዊ ምንብድባድ ደው ክብል ይግባእ!

ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ኣጽዋር ምትሕልላፍ ንጥፈታት ከምዘሎ ንምምሳል፣ ኰነ ኢልካ ብማሕበራዊ ሚድያታት ሕሱር መታለሊ ሓሶታት ኪእንፈት ጸኒሑ ኣሎ። እዚ ወዝቢ ኣይኰነን። እከይ ዕላማኡ’ውን ዝሰሓት ኣይኰነን።

ነዚ ሓሶታት ከይነፈያ ዘጋውሓ መደበራት ሚድያ’ውን ኣይተሳእናን።

ብሓሶት ሓዊ ናይ ምንብድባድ ዘይሓላፍነታዊ ተግባራት ደው ክብል ይግባእ!

ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ
ኣስመራ
01-09-2023

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More