ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
ሎሚ 20 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ጋሽ-ባርካ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 7 ኣብ ማይህመት – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 2 ኣብ ተሰነይ – ዞባ ጋሽ-ባርካ፣ ሓደ ኣብ ከረን – ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኣስመራ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ […]