እቲ ጸወታ ሓድሽ ምስጢር’ኳ ‘ተዘይብሉ፡ ንሓደገኛ ዞባዊን ዓለማዊን ቅልውላውን ዕንወትን ኪጥጃእ ዝጸንሐ ስለዝዀነ፡ ኪኖ ተበግሶታት ኩነኔን ምንጻግን፡ ብደረጃ ባይቶ ጸጥታን ኣባላቱን ዘየወላውል ንጹር መልሲ ኪወሃቦ ይግባእ።
ኣውራ እታ ብተመሳሳሊ ጉዳይ “ታይዋን” ትጣበቕ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና፡ እጃማ ክትዋስኣሉ ሕልናዊ ሓላፍነት ኣለዋ።
ሚኒስትሪ ዜና
28 ታሕሳስ 2025