Business is booming.

ጋዜጣዊ መግለጺ – ኣልሓደስ፡ ዘስደምም ድራማ ዝተፈብረኸ ክስታት

ኣብ ስዑድያ ዝመደበራ ቴለቪዥን ‘ኣልሓደስ’፡ ኣብ ናይ ሎሚ ድሕሪ-ቐትሪ ፈነወኣ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝቐንዐ ዝተፈብረኸ ድራማ ኣጋዊሓ። እዛ መደበር ቴለቪዥን፡ “ፈላጣት” እትብሎም እናጠቐሰት፡ ሓቅነት እትዝርግሖ ሓበሬታ ንምርግጋጽ ቅንጣብ ጻዕሪ ከየካየደት ከም’ዚ ዓይነት ወንጃሊ ክስታት ኣንጻር ኤርትራ ክተቕርብ፡ እዚ ናይ ፈለማ ኣይኰነን። ቴለቪዥን ‘ኣልሓደስ’ ኣብ ናይ ሎሚ…
Read More...

ጽዋእ ‘’ህያብ ናጽነት’’ናይ ሓሙሽተ ዞባታታት ዑደታ ዛዚማ ንዞባ ማእከል ተረኪባ።

ጽዋእ ‘’ህያብ ናጽነት’’ ናይ ሓሙሽተ ዞባታታት ዑደታ ዛዚማ ብ21 ግንቦት ንዞባ ማእከል ኣብ ገሽናሽም - ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ተረኪባ። ኣብቲ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ፡ ሓላፊ ዉድባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ዮሱፍ ሳይቕ፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ኣማሓደርቲ ንኡሳን ዞባታትን ብኣሻሓት ዝቑጸር ህዝቢን ዝተረኽቡሉ ናይ ምርኽኻብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More