Business is booming.

Kebhi: Online Book Store

He is a very ambitious young man, and his time management is exemplary. Many of his friends and coworkers admire his creativity and firm belief in teamwork, a quality that attracts people of all ages to work with him. His knowledge and…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 8 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6725…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓንቲ ዜጋ ካብ ድባርዋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,723 በጺሑ’ሎ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም። በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6722 በጺሑ’ሎ። 6,638 ካብዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 42 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና 1 ጥቅምቲ 2021
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More