Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 90 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 67 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 1 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 66 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣኽሪያ፡ ገጀረት፡ ቀሓውታ፡ ጎዳይፍ፡ ማይተመናይ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 102 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 94 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 11 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 83 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ቲራቮሎ፡ ኣባሻውል፡ ጎዳይፍ፡ ማእከል ከተማ፡ ቀሓውታ፡ በሪኽ፡…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More