Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6655…
Read More...

ብምኽንያት ርእሰ ኣውደ ኣመት ቅዱስ ዮሐንስ ፳፻፲ወ፬ (2021) ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዝተፈነወ መልእኽቲ (ቃለ ቡራኬ)

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። አቀድም አእኵቶቶ ለእግዚአብሔር በኢየሱስ ክርስቶስ በእንተ ኵልክሙ እስመ ተሰምዓት ሃይማኖትክሙ ውስተ ኵሉ ዓለም። (ሮሜ ፲፩፡፰) ኣቐዲመ ንዂልኻትኩም ብኢየሱስ ክርስቶስ ሃይማኖትኩም ኣብ ኵሉ ዓለም ስለተሰምዐት፡ ንእግዚአብሔር አመስግን። (ሮሜ 11፡8) ክቡራንን ክቡራትን፡ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትነብሩ ሕዝበ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ ሓንቲ ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ ሓደ ኣብ ኣዲባራ - ዞባ ጋሽ-ባርካ፣ ሓደ ድማ ኣብ ደቀምሓረ - ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More