Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 3 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት መመርመሪ ማእከላት ኣርባዕተ’ስመራ፡ ሰምበልን ሽከቲን፣ ሓደ ድማ ካብ መወሸቢ ማእከል ኣዲባራ - ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 26 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 15 ካብ ዞባ ማእከል፡ ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከላት፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ሕምብርቲ፡ ጸጸራት፡ ሰምበል፡ ቊሸት፡ ገጀረት፡ ማእከል ከተማ፡ ቪላጆ፡ ሰኒታን ማይ-ነፍሕን፣ 11 ድማ ኣብ ዞባ ደቡብ -…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ከኣ፡ 10 ካብ ዞባ ማእከል፣ 6 ካብ ዞባ ደቡብ - ማለት 5 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ድማ ካብ መንደፈራ፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ - ማለት 4 ካብ ናቕፋ፡ ሓደ ድማ ካብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More