Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 7 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካ፡ ዓንሰባን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 36 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 13 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 11 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 8 ኣብ ዓሊግድር፡ 3 ኣብ ኣዲባራ፣ 9 ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሰባ፣ ከምኡ’ውን 3 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት ሓደ ኣብ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 22 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 87 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 43 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 37 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 29 ኣብ ደቀምሓረ፡ 6 ኣብ መንደፈራ፡ ሓደ ኣብ እንገላ፡ ሓደ ድማ ኣብ ድባርዋ፣ 6 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More