Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 84 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 77 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 7 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 70 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣኽሪያ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣባሻውል፡ ቲራቮሎ፡ በሪኽ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 32 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 28 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኮይኖም፡ ኣድራሻኦም - ከክልተ ካብ ቲራቮሎ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሰምበል፡ ገዛባንዳን ኣኽሪያን፣ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ጸጸራት፡ ኦምሓጀር፡…
Read More...

ቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ

ዕለት፦ ፳፱ ታሕሣሥ ፳፻፲ወ፬ ዓ.ም.ግ. 07/01/2022ፈ. ቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ እንቋዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጽሓና ክቡራንን ክቡራትን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትነብሩ ሕዝበ ክርስቲያን ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሆስፒታል ተዓቒብኩም እትርከቡ ሕሙማነ ሥጋ ፡ ኣብ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 50 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 45 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 19 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 26 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 መዓስከር ደንደን፡ 2 ቀሓውታ፡ 2 እምባጋልያኖ፡ 2…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 21 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 15 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም 3 ካብ ገጀረት፡ 2 ካብ ደቂሽሓይ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገዛ-ባንዳ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ወቐርቲ፡…
Read More...

መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2022

ዓመተ 2021፡ ኣብ ርእሲ ዓለማዊ ብድሆ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ዞባና ብዕንደራ ጃንዳ ወያነን ኣሸቀልቱን ዝተኸስተ ተደራቢ ብድሆን ግዳማዊ ሕንከራን ክምክት ዝተገደደላ ዓመት’ያ ነይራ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ነዚ ብድሆታት’ዚ፡ ከም ቀደሙ - በቲ ፍቱን ናይ መኸተ ያታኡን፡ በቲ ተጻዋርነት፡ ዓቕሊ፡ ትዕግስቲ፡ ርእሰ-ተኣማንነት ዝመለለዪኡ ክብሪታቱን ሰጊርዎ’ሎ። ነዛ ዓመተ ድርብራብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More