Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 3 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 37 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 32 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 5 ድማ ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሳባ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 3 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ 2 ድማ ኣብ ዞባ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 2 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካ፡ ዓንሰባን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 28 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 13 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 10 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 4 ኣብ ኦምሓጀር፡ 3 ኣብ ኣዲባራ፡ 2 ኣብ ዓሊ-ግድር፡ ሓደ ኣብ ተሰነይ፣ 3 ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሳባ፣ ከምኡ’ውን…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More