Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 12 ሰነ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኦም ሰረጀቓን ፎሮብያን ዝኾኑ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ደቀምሓረ - ዞባ ደቡብ ዝዀነ ሓደ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ…
Read More...

Message of Condolence

Asmara, 13 May 2022- President Isaias Afwerki on behalf of the people and Government of Eritrea sent a message of condolence on the passing away of Sheik Khalifa bin Zayed Al Nayhan. In his message to Crown Prince Mohamed bin Zayed Al…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ጎልጅ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,745 በጺሑ’ሎ። 9,632 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103  ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More