Business is booming.

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ሎሚ ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ።

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ናይ 1445 ህጅሪያ፡ ሎሚ 10 ሚያዝያ 2024 ኣብ መላእ ሃገር ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብ ኣስመራ፡ ኣሽሓት ኣመንቲ ብንግሆኡ ካበየ መሳጊድን ጀዋምዕን ተክቢር እናገበሩ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ምስ ተኣኻኸቡ፡ ብሓባር ሰላት ዒድ ኣብጺሖም። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም…
Read More...

ሓበሬታ ብዛዕባ ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሸዋል 1445 ህጅሪያ/2024 ዓ/ም

ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሸዋል 1445 ህጅሪያ/2024 ዓ/ም ሎሚ ምሸት ስለዘይተረጋገጸ፡ ጽባሕ ሰሉስ 9 ሚያዝያ ዛዛሚት ወርሒ ሮሞዳን ተቘጺራ፡ ዒድ ኣልፈጥር ረቡዕ 10 ሚያዝያ ምዃኑ ንሕብር። በዚ ምኽንያት፡ ረቡዕን ሓሙስን ህዝባዊ በዓል ምዃኑ ንሕብር። ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ዒድ ሙባረክ!
Read More...

World Health Day observed

Asmara, 08 April 2024- World Health Day was observed at national level in Asmara under the theme “My Health-My Right”. The occasion was graced by senior officials from the Ministry of Health and representatives from various United Nations…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More