Business is booming.

ቃል ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ መኽፈቲ ወግዓዊ ጽምብል በዓል ናጽነት

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን! ፈለማ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን፡ ዮሃና ንመበል 31 ዓመት ናጽነት እናበልኩ፡ ንመሰናድኦ’ቲ በዓል ኣበርክቶ ዝገበሩ ኩሎም፡ ልዑል ምስጋና። ከምኡ’ውን፡ ንኹሎም ፈተውትን ዮሃና ዝበሉን፡ ምስጋና! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣብዚ ኣብ ዓለምን ጎዶቦናን ‘ንከታተሎ ዘሎና ነውጻዊ ምዕባለታት፡ መበል 31 ዓመት…
Read More...

“ንኹሉ ህይወታዊ ዝብጻሕ መጻኢ ምህናጽ” ኣህጉራዊ መዓልቲ ህይወታዊ ብዙሕነት “Building a shared future for all life”

ዓለምና ብዙሕ ኣከባብያዊ ጸገማት የጋጥማ ኣሎ። እቶም ጎሊሖም ዝርኣዩ ለውጢ ክሊማን ምስኡ ዝተኣሳሰር ዘይምዕሩይ መጠንን ዝርገሐን ዝናብ፡ ዕልቕልቕ፡ ለብዒ ሕማማት፡ ብርሰት ባህርያዊ ጸጋታት ወዘተ ክጥቀሱ ይኽእሉ። ልዕሊኩሉ ግን ህይወታዊ ብዙሕነትን ስርዓተ-መሕድርን (ecosystem) ብከቢድ ተጸልዩ ይርከብ። ንኣብነት ኣብዚ ጊዜ’ዚ ዓለምና ካብ እትውንኖም ኣስታት ሸሞንተ ሚልዮን…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More