Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 5 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 39 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፡ 22 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 6 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ - ማለት 4 ኣብ ጊንዳዕ፡ 2 ኣብ ባጽዕ፣ 5 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 3 ኣብ ደቀምሓረ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 2 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 20 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 2 ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሰባ፣ ሓደ ድማ ኣብ ዓሰብ - ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ እቲ ቫይረስ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More