Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 92 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 79 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ቤት-መኻእ፡ ዓዲ-ንፋስ፡ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣኽሪያ፡ ማይተመናይ፡ ገጀረት፡ ኣባሻውል፡ ሰምበል፡ ዓዲ-ሰልዳይት፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 140 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 129 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 123 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣርባዕተስመራ፡ ገጀረት፡ ፓራዲዞ፡ ማይ-ተመናይ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይላቦራቶሪ መርመራታት፡ 33 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።   ንሳቶም፡ 27 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 24 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 4 ካብ ጎዳይፍ፡ 3 ካብ ኣርባዕተስመራ፡ 2 ካብ ማይ-ጭሆት፡ 2 ካብ ማይተመናይ፡ ሓሓደ ድማ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More