Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚኣቶም፡ 3 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ማለት - 2 ኣብ ኦምሓጀር፡ ሓደ ኣብ ኣዲባራ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚኣቶም፡ 7 ኣብ ዞባ ደቡብ ማለት - 5 ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፡ ሓደ ኣብ ድባርዋ፡ ሓደ ድማ ኣብ መንደፈራ፣ ከምኡ’ውን 6 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዚኣቶም፡ 3 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ ከምኡ’ውን 2 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት ሓደ ኣብ ኣዲባራ፡ ሓደ ድማ ኣብ ተሰነይ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More