Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 6 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 61 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 29 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 17 ኣብ ሰንዓፈ፡ 4 ኣብ ድባርዋ፡ 3 ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፡ 2 ኣብ መንደፈራ፡ 2 ኣብ ዓረዛ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ዃላ፣ 21 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 5 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 39 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፡ 22 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 6 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ - ማለት 4 ኣብ ጊንዳዕ፡ 2 ኣብ ባጽዕ፣ 5 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 3 ኣብ ደቀምሓረ፡…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More