Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 1 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 13 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 3 ኣብ መንደፈራ - ዞባ ደቡብ፣ ከምኡ’ውን 3 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ - ማለት 2 ኣብ ጊንዳዕ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኣፍዓበት ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 29 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 52 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 49 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 3 ድማ ኣብ መንደፈራ - ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ እቲ ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 36 ኣብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More