Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 8 ካብ መወሸቢ፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ 2 ካብ ገጀረት፡ ሓሓደ ድማ ካብ ቲራቮሎ፡ ሓድሽ-ዓዲ፡ ጎዳይፍ፡ ቪላጆ፡ ማእከል ከተማ፡ ምህራም-ጭራን…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 7 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ጣባ፡ ጸጸራት፡ ኣርባዕተ’ስመራ፡ ሰምበል፡ ቀሓውታን ማእከል ከተማን፣ 5 ካብ ዞባ ደቡብ - ማለት 2 ካብ ድባርዋ፡ 2 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ድማ ካብ መንደፈራ፣ 2 ካብ ዞባ ዓንሰባ - ማለት ሓደ ካብ ከረን፡ ሓደ ከኣ ካብ…
Read More...

Message from the Editor

“Our flag does not fly because the wind blows it; it flies with the last breath of all the brave martyrs who died defending it” Eritreans in the country and around the world are still coming to terms with the shocking and extremely sad…
Read More...

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ገዲም ተጋዳላይ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ ኣልኣሚን

 ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን! ሎሚ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራን ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን መዓልቲ ረዚን ሓዘን ኢዩ። ማዕረ-ማዕሪኡ ድማ መዓልቲ ልዑል ሓበን። ንጕሂ፣ ሃገርና ካብ ዘፍረየቶም ጽኑዓት ተቓለስቲን መራሕቲን ዝኾነ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፣ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን፣ ብመስዋእቲ ስለዝተፈልየና። ንሕበን ከኣ- ብታሪኹ፣ ብጕዕዞ ቃልሱ፣…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More