Business is booming.

ዕንደራ ወያነ ዘሳሲ ዘሎ ሸፈጠን ጠቐነን

ሓተታ 18 መስከረም 2021 ኣብ ክልል ትግራይ ተኸሲቱ ንኣስታት 11 ኣዋርሕ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላው፡ ዝሓለፈ ሕዳር 2020፡ ወያነ፡ ኣብ ልዕሊ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ሰሜን እዚ፡ ብዝፈጸሞ ናይ ቃጻ መጥቃዕቲ ዝተወልዐ፥ እቲ ጃንዳ እውን ባዕሉ ዝተጃህረሉ፡ ከም ብርሃን ጸሓይ ድሙቕ፡ ዘይማትእ ፍጻሜ እዩ። ውጥን ናይቲ ሕልማዊ ዕንደራ፡ ነቲ 80% ኣጽዋር ኢትዮጵያ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና 

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6671 በጺሑ’ሎ። 6,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 13 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More