Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,733 በጺሑ’ሎ። 9,630 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና  20 ሚያዝያ 2022
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More