Business is booming.

The Nurenebi File: A Review

The English translation of Tesfaye Gebreab’s Amharic historical novel, “Yenurenebi Mahder”, was inaugurated yesterday, 14th December, at Emba Soira Hotel in Asmara. “The Nurenebi File,” translated by author and historian Alemseged…
Read More...

ሓተታ: ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ

ሓተታ ሓሙስ 16 ታሕሳስ ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ ብ10 ታሕሳስ 2021፡ ሓደ ካብ መራሕቲ ጃንዳ ወያነ፡ ኣብ ማዕከን ዜና ናይቲ ክልል መደብ ቋንቋ ትግርኛ ቀሪቡ፡ ኣመሪካውያን፡ ወያነ ካብ ትግራይ ወጺኡ ነቲ ውግእ ናብ ካልኦት ከባቢታት ከልሕሞን ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ምስ ካልኦት ፓርቲታት ልፍንቲ ክፈጥርን ይድርኽዎም ምንባሮም ብምግላጽ፡ ነቲ ብህልቂት ህዝቢ ትግራይ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 6 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 5 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ እምባደርሆ፡ ከረንን ዓረዛን፣ 3…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 11 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ቊሸት፡ ሰምበል፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ መዓስከር ደንደን፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ ሰምበል፡ ማይ-ተመናይ፡ ሓዝሓዝ፡ ኣርባዕተስመራን ጊንዳዕን፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 4 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣኽሪያ፡ ኣባሻውል፡ መዓስከር ደንደንን ቲራቮሎን፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More