Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 11 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ቊሸት፡ ሰምበል፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ መዓስከር ደንደን፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ ሰምበል፡ ማይ-ተመናይ፡ ሓዝሓዝ፡ ኣርባዕተስመራን ጊንዳዕን፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 4 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣኽሪያ፡ ኣባሻውል፡ መዓስከር ደንደንን ቲራቮሎን፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 50 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 30 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 13 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 17 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 2 ካብ ደምበ ሰምበል፡ 2 ካብ ኣኽሪያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ ባርጅማ፡…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More