Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 16 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 9 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 8 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 3 ኣብ ሰንዓፈ፡ ሓደ ኣብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ኣብ ማይ-ዓይኒ፡ ሓደ ኣብ ጸሮና፡ ሓደ ኣብ ደቀምሓረ፡ ሓደ ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፣ ከምኡ’ውን 3 ኣብ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 15 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 35 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 12 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 12 ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሰባ፣ 6 ኣብ ባጽዕ - ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከምኡ’ውን 5 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 4 ኣብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More