Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ድማ፡ ዕዳጋ-ሓሙስን ድባርዋን’ዩ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 6 ካብ ዞባ ማእከል፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ - ብጠቕላላ 8 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።…
Read More...

       ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ድማ፡ ቀሓውታ፡ ሰምበል፡ ደምበ-ሰምበል፡ ማእከል-ከተማ፡ ገጀረት፡ መንደፈራን ኣውጋሮን’ዩ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ማይተመናይ፡ 2 ደምበ-ሰምበል፡ 2 ገጀረት፡ 2 ማእከል ከተማ፡ 2 ባጽዕ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ማይ-ጭሆት፡ ኣባሻውል፡ ሰምበል፡ ዓመጺን ሰገነይትን’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More