Business is booming.

Singing away Memories

“If you get scared of the unexpected things you do in life, there is no greater thing that you can accomplish after that,” singer-songwriter Ermias Kiflezghi Growing up around a catholic church in Dekemhare, Ermias kiflezghi got…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፣ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፣ እቶም 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ - ማለት 5 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፣ ሓደ ካብ ድባርዋ፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መወሸቢ ማእከላት ናቕፋ - ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ እቶም 3 ካብ ኣስመራ - ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ክዀኑ ከለዉ፡ እቶም 3 ድማ ኣብ ዓሰብ - ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More