Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ ሓደ ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፡ ሓደ ኣብ ግርማይካ - ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ተከሌዛን ዞባ ዓንሰባ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More